23 thoughts on “New Eritrean Film 2018 – MOZAIK – ሞዛይክ – Part 5

  1. 12 ደቒቕ ብዘይዝኮነ ምዝርራብ እንታይ ወሪድኩም ናይ ሳዓትን ፈረቓን ፊልም ናብ ሰለስተ ሳዓት ክትገብርዋ ኢልኩም ጽብቅቲ ፊልም ኣባላሽኩማ። ኣየ ሸቓጦ ትገብሩ

  2. እዋይ እዚ እምነታስ ንዘልኣለም ትንበረልና፡ማይ እተዝነብ ኣደ እየ ድንግል ማርያም ናይ ብሓቂ ሳሮነይ።

  3. እቶም ክልሲካል ነዊሑ እንዳ በልኩም ብዙሕ ትጽሕፉ ዘለኩም ኣይትድከሙ እዛ ፊልም ተሰሪሓ ዝተወድአት እያ ስለዚ ወይ ብዓቅሊ ምክትታል እዩ ወይ ምግዳፍ ።ኣብዝመጽእ ግን ከምዚ ከይድገም ኩላትና ብሓባር መልእክትና ነመሓላፍ ብፍላይ ናይ ሎምስ እንዳ ካፈ ዲየ ዘለኩ ዋላ ፊልም ይርእይ ምርድኣእ ኣቢኒ። ፕሊስ ኤርትራውያን ደረስቲ ፊልሚ ዋላ ደኣ ይመቅር እንበር ፊልምና ክንዲዚ ክላሲካል ምብዛሕ ግን መሰንቸው ኮይኑ እዩ ዝስምዓኒ።

Dodaj komentarz

Twój adres email nie zostanie opublikowany. Pola, których wypełnienie jest wymagane, są oznaczone symbolem *